Adulis Transport

Adulis Transport ኣብ ትግራይ መበገሲኡ ዝገበረ ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ኣገልግሎት ዝህብ ትካል እዩ።

🚚💡 ኣዱሊስ ትራንስፖርት ዕዉት ሓሳብ እዩ ክንብል ከለና ......!ትካልና ኣዱሊስ ትራንስፖርት ናይ መስራታይነት ኣክስዮን ክትዕድጉ እንትዕድመኩም፡ ብዛዕባ ዕውትነቱን ትርፋማነቱን ዘጠራጥር ...
07/10/2026

🚚💡 ኣዱሊስ ትራንስፖርት ዕዉት ሓሳብ እዩ ክንብል ከለና ......!

ትካልና ኣዱሊስ ትራንስፖርት ናይ መስራታይነት ኣክስዮን ክትዕድጉ እንትዕድመኩም፡ ብዛዕባ ዕውትነቱን ትርፋማነቱን ዘጠራጥር ነገር ከምዘየለ ብምሉእ ዓርሰ-እምነት እዩ!

ምኽንያቱ፦
1️⃣ ሰፊሕ ናይ ዕዳጋ ድልየት፦ ኣብ ማሕበረሰብና ዘሎ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ሰፊሕ ስለ ዝኾነ፡ ናይቲ ኣገልግሎት ድልየት ኣዝዩ ልዑል እዩ፤ ብኡ መጠን ድማ ቀፃልን ውሑስን ኣታዊ የረጋግፅ።

2️⃣ ትሑት ናይ ስራሕ (ኦፕሬሽን) ወፃኢ፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘዋፍር ስለ ዝኾነ፡ ናይ ነዳድን ፅገናን ወፃኢ ብጣዕሚ ይቕንስ፤ እዚ ድማ ዝለዓለ ናይ ትርፊ መጠን የውሕስ።

3️⃣ ማሕበራዊ ተፅዕኖን ልምዓትን፦ ማሕበረሰብና ዝገጥሞ ዘሎ ናይ ግዜን ገንዘብን ኪሳራ ከምኡ’ውን ምንግልታዕ ስለ ዘወግድ፡ ማሕበራዊ ዕረፍትን ናይ ሓባር ልምዓትን ዝፈጥር ናይ ህዝቢ ትካል እዩ።

👉 ሎሚ ኣክስዮን ብምዕዳግ ናይዚ ዕዉት ትካል መስራታይ ኣባልን መሻርኽትን ይኹኑ!

━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━
📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Coach & Seminar፦ ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ፈጠራ ንግድን
🚗 Success Motors፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adulis Transport፦ ውሑስን ዘመናውን ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍 ኣድራሻና፦ መቐለ፡ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ንኢድ ፀጋም።
📞 ስልኪ፦ 0942555511 | 0959222962 | 0959222692

"Design and Build Your Life!"

24/09/2026

🤝 ውዕሊ ስምምዕ ሓባራዊ ስራሕ፦ ኣዱሊስ ትራንስፖርት ምስ ኣብነት ዕቋርን ልቓሕን!

━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━
📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Coach & Seminar፦ ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ፈጠራ ንግድን
🚗 Success Motors፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport፦ ውሑስን ዘመናውን ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍 ኣድራሻና፦ መቐለ፡ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ንኢድ ፀጋም።
📞 ስልኪ፦ 0942555511 | 0959222962 | 0959222692

"Design and Build Your Life!"

🤝 ውዕሊ ስምምዕ ሓባራዊ ስራሕ፦ ኣዱሊስ ትራንስፖርት ምስ ኣብነት ዕቋርን ልቓሕን!ኣብ መላእ ትግራይ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ናይ መስራታይነት ኣክስዮን (ሼር) ኣብ ምሻ...
24/09/2026

🤝 ውዕሊ ስምምዕ ሓባራዊ ስራሕ፦ ኣዱሊስ ትራንስፖርት ምስ ኣብነት ዕቋርን ልቓሕን!

ኣብ መላእ ትግራይ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ናይ መስራታይነት ኣክስዮን (ሼር) ኣብ ምሻጥ ዝርከብ ትካልና ኣዱሊስ ትራንስፖርት ዝኾነ ሰብ ከከም ዓቕሙ ካብ 100 ሽሕ ብር ጀሚሩ ክሳብ 25 ሚልዮን ብር ዝበፅሕ ኣክስዮን ክዕድግ ዘኽእል ሰፊሕ ዕድል ከፊቱ ይርከብ።

እምበኣር፡ ዓማዊል ናይ ዓቕምን ክፍሊትን ፀገም ንከየጋጥሞም ብምሕሳብ፡ ሎሚ ዕለት 13/01/2019 ዓ/ም ምስ "ኣብነት ዕቋርን ልቓሕን" ውዕሊ ስምምዕ ሓባራዊ ስራሕ ብወግዒ ተፈራሪሙ ኣሎ።

በዚ ስምምዕ መሰረት፦
ዝኾነ ዜጋ ምስ ኣብነት ዕቋርን ልቓሕን ብምትእስሳር ብዝደለዮ መጠን ናይ ኣዱሊስ ትራንስፖርት ኣክስዮን ብቐሊሉ ክዕድግን መስራታይ ኣባል ክኸውንን ከምዝኽእል እንትነበስር ብልዑል ሓጎስ እዩ!

✨ ናይ ሓባር ዓቕምና ኣወሃሂድና፡ ናይ ትራንስፖርት ፀገምና ብሓባር ንፍታሕ!

━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━
📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Coach & Seminar፦ ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ፈጠራ ንግድን
🚗 Success Motors፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adolis Transport፦ ውሑስን ዘመናውን ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍 ኣድራሻና፦ መቐለ፡ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ንኢድ ፀጋም።
📞 ስልኪ፦ 0942555511 | 0959222962 | 0959222692

"Design and Build Your Life!"

23/09/2026

🏛 ዓርቢ ሰዓት 9:00 ኣብ ገንፈል ሆቴል፦ ሓበራዊ ናይ ምኽክር ዋዕላ ኣዱሊስ!
━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━
📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Coach & Seminar፦ ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ፈጠራ ንግድን
🚗 Success Motors፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adulis Transport፦ ውሑስን ዘመናውን ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍 ኣድራሻና፦ መቐለ፡ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ንኢድ ፀጋም።
📞 ስልኪ፦ 0942555511 | 0959222962 | 0959222692

"Design and Build Your Life!"

23/09/2026

🤝 ኣዱሊስ ትራንስፖርት፦ ዓርቢ ዕለት 15 ኣብ ገንፈል ሆቴል ናይ ምኽክር ቆፀሮ!

━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━━
📈 SUCCESS BUSINESS GROUP
(ንምሉእ ዕቤት ስነ-ልቦናን ኢኮኖሚን)

🧠 Success Coach & Seminar፦ ስልጠናታት ስነ-ልቦናን ፈጠራ ንግድን
🚗 Success Motors፦ ዘመናውያን ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
🚚 Adulis Transport፦ ውሑስን ዘመናውን ናይ መጓዓዝያ ኣገልግሎት

📍 ኣድራሻና፦ መቐለ፡ ካብ ኣብርሃ ካስትል ኣደባባይ ናብ ሓወልቲ ሰማእታት ብዝወስድ መንገዲ ኣስታት 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ንኢድ ፀጋም።
📞 ስልኪ፦ 0942555511 | 0959222962 | 0959222692

"Design and Build Your Life!"

Address

Alula Street
Mekelle
7000

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Adulis Transport posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share